|
መግለጺ: ብዛዕባ ወግዓዊ ሰነድ ደምዳሚ ኣዋጅን ዉሳነታትን ሓገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ |
|
Thursday, 12 August 2010 09:11 |
|
ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልቲ ብዛዕባ ደምዳሚ ኣዋጅን ዉሳነታቱን ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ገና ኣብ መስርሕ ምጽፋፍ እንከሎ፡ ብዝተፈላለዩ መርበባት ሓበሬታታት ክዝርጋሕ ዝጸንሐ ኣዋጅን ዉሳነታትን ካብ ኣፍልጦን ሰክረታርያት ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ወጻኢ ኮይኑ፡ |
|
Read more...
|
|
ሳልሳይ መዓልቲ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ |
|
Wednesday, 04 August 2010 05:08 |
|
ሳልሳይ መዓልቲ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብደሞክራሲያዊ ኣገባብ ብውዕውዕ መንሰፈን ኩሉ ዝተሰማማዓሉ ሰክረታሪያ ተመሪጻ ስርሓታ ክትጅምር ኣብ ኣኼባ ክትኣቱ እንከላ ኣኼበኛ ድማ ዝተፈላለየ መድረኻት ከም ደቂ ኣንስትዮ መንእሰያት ብሞያን ብምትእኽካብ ምይይጣት ገይሩ፡፡ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብጽቡቅ መንፈስ ይቅጽል ኣሎ፡፡ |