Home
Welcome to the Frontpage
ደምዳሚ መግለጺ አኼባ ፈጻሚት ኮሚቴ ዲሞክራሰያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ
Saturday, 16 October 2010 08:34

ፈጻሚ ኮሚቴ ዲሞክራሰያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ካብ ዕለት 09-11-ጥቅምቲ 2010ዓ.ም ሰሩዕ መደብ አኼባኡ አቃኒዑ፡፡ እቲ ንኽልተ መዓልታት ዝጸነሔ አኼባ ፈጻሚት ኮሚቴ አብ ዝሓለፈ እዋን ዝተዓሙ ሰራሓት ገምጊሙ፡

Read more...
 
Who is EGS | Eritrean Global Solidarity
Saturday, 16 October 2010 08:32

A.     Objectives and Purposes

The goal of Eritrean Global Solidarity is to co-ordinate, orchestrate and harmonize the efforts of Eritrean civil society groups whose primary cause is the advocacy of justice, human rights and democracy in Eritrea.
Read more...
 
ትልሚ፣ ንዘርኢ ክርዳድ ሓሙሻይ ክፋል
Friday, 15 October 2010 13:30
እዛ ሓሙሸይቲ ክፋል ናብ መርበብ ኢንተርነት ክሳብ ዝሰደላ ዝነበርኩ ሰዓት፣ ካብ ሙሉእ ዓለም እንኮላይ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ብዙሕ ናይ መተባብዒ ጽሑፋት ተቐቢለ። ገለ ዜጋታት ንዘቕረቡለይ መኣረምታን ሃናጺ ርእይቶታትን ድማ ብልቢ የመስግኖም።
 
ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ 2ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ይቕጽል ኣሎ፡
Friday, 15 October 2010 13:28
ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመሰረታዊ ኣዕኑድ ሃገራዊ ሓድነትን፡ ዝህድድዎ ሓደጋታትን ዘለለየ ብምዃኑ ኣብ ምውሓስ ሃገራዊ ሓድነት ጽቡቕ ስጉምቲ ንቕድሚት ምዃኑ መዚኑ፡
 
المفوضية الإرترية الوطنية للتغيير الديمقراطي تعقد إجتماعاُ جماهيرياُ ناجحاُ ثان بسانت دياقو
Thursday, 14 October 2010 08:12

عقدت المفوضية الإرترية الوطنية للتغيير الديمقراطي بتاريخ 2 إكتوبر 2010م إجتماعاُ جماهيرياُ ناجحاُ ثان للإرتريين المقيمين بمدينة سانت دياقو وضواحيها شاركت فيه عضوية التنظيمات المختلفة والشخصيات المستقلة والشباب والمرأة، وإمتاز الإجتماع عن سابقيه بالنوعية حيث سادته الرغبة الجامحة للتفاهم والحوار.

 
More Articles...
<< Start < Prev 221 222 223 224 225 226 227 228 229 230 Next > End >>

Page 228 of 300

Who's Online

We have 11 guests online