|
Public meeting Report of National Commission for democratic change-Sweden |
|
Monday, 18 October 2010 08:19 |
|
The public meeting announced in internet and other media communication since three weeks ago by the Eritrean commission for democratic change- Sweden Branch where a major part of the political, civil organizations and individuals participated has been conducted successfully in the city of Stockholm. |
|
Read more...
|
|
|
ጸብጻብ አኼባ ሃገራዊ ኮሚስዮን ንደሞክራስያዊ ለውጢ- ስዊደን ብኣባላት ኮሚስዮን |
|
Monday, 18 October 2010 08:16 |
|
ብመሰረት እቲ ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ኣቢሉ ኣብ መርበብ ሓበርታታትን ብስልክን ብኢመይልን ዝትዘርግሔ መጸዋዕታ ሕዝባዊ አኼባ ትማሊ ቀዳም ዕለት 16 ጥቅምቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆም ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ካብ ፖሊቲካዊ ውድባትን ብርገሳዊ ማሕበራትን፣ ውልቀ ሰባትን ዝተሳተፍዎ ኣኼባ ኮሚስዮን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ተኻዪዱ። |
|
Read more...
|
|
ዜናታት: ኣብ ከተማ ኣስመራ መሸጣ ሰብ ከምዝካየድ ተሓቢሩ፡ |
|
Monday, 18 October 2010 08:14 |
|
ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ብጉልባብ ስንቂ ንሰራዊት ሓንቲ ዓባይ ናይ ጽዕነት መኪና ብቴንዳ ዝተሸፈነት ኮይና ብሓደ ወተሃደራዊ ኮረኔል ስርዓት ህግደፍ "ስንቂ ንሰራዊት" ዝጸዓነት ዝብል ፍቓድ ወጺእላ ካብ ከተማ ኣስመራ ናብ ተሰነይ ገጻ ከምዝተበገሰት፡ |
|
Read more...
|
|
|
The ENSF Central Council Second Ordinary Session Concluding Statement |
|
Monday, 18 October 2010 08:09 |
|
The Central Council (CC) of the Eritrean National Salvation Front (ENSF) held the meetings of its second ordinary session from 10-16 October 2010. In these meetings, the performance reports of the CC Secretariat and the offices of the Executive Body as well as the report of the General Auditor was discussed. |
|
Read more...
|
|
ደምዳሚ ኣዋጅ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ፡ |
|
Monday, 18 October 2010 08:02 |
|
ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ 10 ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2010 ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ። ኣብ ጸብጻባት ሰክረታርያ ባይቶን ፈጻሚ ኣካልን ጠቕላላ ተቖጻጻርን፡ ከምኡ’ውን ብዛዕባ መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን፡ ኣብ ዓውደ ፖለቲካ ኤርትራ ክኽሰቱ ዝኽእሉ ፖለቲካዊ ምዕባለታትን፡ መጻኢ ዕድል ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳንን ዓሚቕ ምይይጣት ኣካይዱ። |
|
Read more...
|
|
|
|
|
<< Start < Prev 221 222 223 224 225 226 227 228 229 230 Next > End >>
|
|
Page 229 of 303 |