Home
Welcome to the Frontpage
Šabiya usula Šila aburella kiya fasumowa kotalalike.
Tuesday, 05 October 2010 08:35
Šabiya usula Inkotala šiila aburella kiya faske. Šabiya usula košera jinise agasala moodana kokka elega išiiski ayniye bile agasala masa kobonasi kibinima matarebowa anis kiggaski tela uya 23/09/2010 amela šila(Tigre) košita aburellasi kiyafaski maliya bubiya kilis kikamowa kotalalike.
Read more...
 
ስርዓት ህግደፍ ንሓደ ነጋዳይ ብሄረ ትግረ ከም ዝቐተለ ተረጋጊጹ
Tuesday, 05 October 2010 08:30
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሃይኮታ ንሓደ ፍሉጥ ነጋዳይ ብሄረ ትግረ ከም ዝቀተለ ተፈሊጡ፡፡ ህግደፍ ኣብ ሞንጎ ብሄራት ጽልኢን ቅርሕንቲን ንምፍጣር መደባት ኣውጽኡ ብዕቱብ ይንቀሳቐስ ከም ዘሎ ዝፍለጥ ኮይኑ፡
Read more...
 
ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሰያስ ኣእምሮ ህጻናት ይሰልብ ኣሎ፡
Monday, 04 October 2010 14:01
ኣብ ሰንደለውሎው በጺሑ ዘሎ ስርዓት ኢሰያስ ካብ ዓብይትን መንእሰያትን ተስፋ ምስ ቆረጸ፡ ዕድመ ስልጣኑ ከይትብተኽ ሰጊኡ ገለ መለቀብታን መናውሕን እንተረኸበ ትሕቲ ዕድመን መዓንጣ ዘይቆጸሩ ህጻናትን ካብ ሕቑፎ ኣዴታቶም መንጢሉ ብስም ዓድኹምን ከባቢኹምን ክትሕልዉ ዝብል ጉልባብ ምልሻ ገይሩ ከዐስክሮም ጀሚሩ ኣሎ።
Read more...
 
ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ፡ ሳልሳይ ክፋል
Monday, 04 October 2010 13:56

ኢሳያስ ንዝገበቶ በትረ-ስልጣን ብሰላማዊ መንገዲ ናብ ረብሓ ህዝቢ ኤርትራ ክንቅይሮ ኢና ኢልካ ምሕሳብ፤ ድግምጋም ዕሽነት ኤርትራውያን ጥራይ ኢዩ፡፡

 
ዑደት ኣቦ-ወንበር ማእከላይ መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ናብ ዓባይ ብሪጣንያ
Monday, 04 October 2010 13:52

ሓው ዓብድልዓዚዝ ኣንዋር ኣቦወንበር ማእከላይ መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፡ ናይ ክልተ ማዓልቲ ናይ ስራሕ ዑደት ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከካይድ እዩ።

 
More Articles...
<< Start < Prev 231 232 233 234 235 236 237 238 239 240 Next > End >>

Page 234 of 303

Who's Online

We have 10 guests online