Home
Welcome to the Frontpage
ጸብጻብ ካልኣይ መዓልቲ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ
Wednesday, 04 August 2010 05:05
ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብዕለት 01/08/2010 እውን ንካልኣይ መዓልቲ ቀጽሉ ውዒሉ፡፡
Read more...
 
ጸብጻብ መኽፈቲ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ 31 ሓምለ 2010
Monday, 02 August 2010 06:02

እቲ ንብዙሕ ዓመታት ትጽቢት ዓወትን መሰረት ሓድነት ህዝብን ሃገርን ኮይኑ ዝጸንሐ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዕለት 31 ሓምለ 2010 ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ ካብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝመጹ ተወከልቲ ፖለቲካውያን ውድባት ስቪክ ማሕበራት ሃገራውያን ገዳይም ሓርበኛታት ተወከልቲ መራሕቲ ሃይማኖት ደቂ ኣነስትዮ መንእሰያት ስደተኛታት ከምኡ እውን ጋዜጠኛታት ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜናን ተወከልቲ ሰንዓ ፈሮምን መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣብ ዝተረኽብሉ ኣጋጣሚ (ምእንቲ ምዕዛዝ ምትእምማንን ምህናጽ ፍትሓዊትን ማዕርነታዊትን ኤርትራ) ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብዕሊ ጀሚሩ።

Read more...
 
መሪር ናይ ሓዘን መግለጺ፡ መስዋእቲ ተጋዳላይ ተስፋሁነይ መስፍን
Saturday, 24 July 2010 07:54
ተጋዳላይ ተስፋሁነይ መስፍን ረዳ፡ ምክትል ኣቦ መንበር ህዝባዊ ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ (ህደግኤ) ኣባል ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳንን፡ ብረቡዕ 21 ሓምለ 2010 ብዘጋጠሞ ደንገታዊ ሓደጋ ካብዛ ዓለም ብመስዋእቲ ከም ዝተፈልየ ብመርድእ ምስ ተሓበረ ንኩሎም....
 
ምስ ዝተፋለለየ ድኽመታትና መፍቲሒ ሽግርና ሓገራዊ ዋዕላና።
Saturday, 24 July 2010 07:49
ሚካኤል ኣጎስቲኖ ጀርመን:- ኣብ ኤርትራ ክወድቕ ተንጠልጢሉ ዘሎ ዲክታቶርያዊ ስርዓት፤ ካብ ስሩ ተማሕዩ ብዲሞክራስያዊ ስርዓት እንተ ዘይተተኪኡ፤ ካብቲን ኣኪብካ ካብቲን ለቂምካ ዝግበር ጽገናታት መተካእታ ክኸዉን ኣይክእልን።
 
ተሳኒና ሓቢርና ንህግደፍ ነልግስ ጥዑም ዘበን ክኮነልና ሰላም ንክነግስ
Saturday, 24 July 2010 07:47
ጥልመት ንሰማእታትና
ጥልመት ንኣካለ ስንኩላትና
ጥልመት ንየዋህ ህዝብና
ጥልመት  ንሓርበኛታት ጀጋኑና
ጥልመት ንብሄራትና
ጥልመት ንኣዉራጃታትና
ክብሪ ተነፈግዎም ወለድና

ብ ገ/ሚካኤል ሃብተጽዮን (ቐርጀ)
 
More Articles...
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 4 of 64

Who's Online

We have 6 guests online