Home

Key Concepts

Custom Code (by JoomlaWorks)

Welcome to the Frontpage
ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣብያተ-ማእሰርቲ የመንን ግብጽን ይሳቐዩ ኣለዉ PDF Print E-mail
Sunday, 12 October 2008 11:01

ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ የመን ኣብ ትሕቲ ኣዝዩ ሕማቕ ዝዀነ ናይ ማእሰርቲ ኵነታት ይሳቐዩ ከምዘለዉ፡ ኣብ የመን ዝርከብ ምንጪታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ሓቢሩ።

Read more...
 
ኣገዳሲ መጸዋዕታ PDF Print E-mail
Thursday, 09 October 2008 12:16

ሚዲያታት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ምሕያል ኣስተዋጽኦኹም ንምብርካት ብሬድዮ፣ ቴሌቪዝን፣ መጽሄትን ክወጽእ እትደልዩዎ ጽሑፋት ብዝመረጽኩምዎ ቋንቋ ክትሰዱ ንዕድመኩም፡፡ ጽሑፋትኩም ንምልኣኽ ድማ ብኣድራሻ ኢመይል This e-mail address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it , This e-mail address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it ተጠቐሙ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ነቶም ጽሑፋትን ምስላታትን ብምልኣኽ ክተሓባበሩ ንዝጸንሑ ውድባት፣ ሲቪካዊ ማሕበራትን ግዱሳት ዜጋታት ነመስግኖም፡፡ ተሳትፍኦም ቀጻሊ ክኸውን ድማ ንጽውዖም፡፡

ክፍሊ ዜና

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

 
ዓቢ ሕዝባዊ ኣኬባ ብኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን (ኤዲኪ) PDF Print E-mail
Thursday, 09 October 2008 12:07

ዓሰርተ ስለስተ ውድባት ዝሓቖፈ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ፤ ብኣቦ ወንበሩ ብጻይ ተወልደ ገብረስላሰንኣባል  ወጻኢ ጉዳያት ብጻይ ኑር እድሪስን ዓቢ ሕዝባዊ ኣኬባ ኣብ ከተማ ኣትላንታ ኣዳልዩልኩም ኣሎ። ኩሎም ኤርትራውያንን ፈተውቲ ኤርትራን ዕዱማት እዮም።

Read more...
 
Public Meeting by Eritrean Democratic Alliance in Atlanta PDF Print E-mail
Thursday, 09 October 2008 11:40

Eritrean Democratic Alliance is composed of 13 Eritrean political organizations. The chairman of Eritrean Democratic Alliance, Tegadalay Tewelde Gebreslassie and EDA’ foreign relations representative, Mr. Noor Idris are jointly conducting public conference in the city of Atlanta. All Eritreans and friends of Eritreans are cordially invited to attend.

Read more...
 
ኣመሪካ፡ ንኤርትራ ብረት ከይለኣኽ ወይ ከይሽየጥ ኣጊዳ PDF Print E-mail
Tuesday, 07 October 2008 16:35
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ናብ ኤርትራ ብረት ከይለኣኽ ወይ ከይሽየጥ ከምዝኣገደት፡ ድምጺ ረድዮ ኣመሪካ፡ ኣብ ናይ 6 ጥቅምቲ 2008 ፈነዋኣ ሓቢራ።
Read more...
 
More Articles...
<< Start < Prev 341 342 343 Next > End >>

Page 341 of 343

Who's Online

We have 10 guests online

Videos