Home

Key Concepts

Custom Code (by JoomlaWorks)

Welcome to the Frontpage
ብምኽንያት መበል 53 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Saturday, 30 August 2014 06:01

ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ሰብኣዊ ክብሮምን ሃገራዊ መንነቶምን ክብሉ ኣንጻር ተኸታተልቲ ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ ዘካየድዎ ሓርነታዊ ተጋድሎ ምእንቲ መሰል ርእሰ ውሳኔኦም ዝተኻየደ ሰላማዊ ቃልሲ ኣብ ዕጹው ደረጃ ኣብ ዝበጽሓሉን ብሓይሊ ናይ ምንብርካኽ ሓደጋታት ኣብ ዘጋጠሞምን መድረኽ እዩ ከም ናይ መጠረሽታ ኣማራጺ ብረት ኣልዒሎም ፍትሓዊ ሕቶኦም ክምልሱ ዝወሰኑ።

 

Last Updated ( Saturday, 30 August 2014 06:06 )
Read more...
 
البيان الختامي للمكتب التنقيذي في اجتماعه الدوري الخامس PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Wednesday, 27 August 2014 12:30

شعبنا الإرتري الأبي

عقد المجلس الوطني الإرتري إحتماع مكتبه التنفيذي في دورته الخامسة، في وقت يعيش فيه الشعب الإرتري تطورات متسارعة ، أهمها تدفق أعداد كبيرة من شتي الفئات والأعمار إلى اللجوء والهجرة والشّتات، ما أقلق المجتمع الدولي عموما ودول أروبا التي عانت من هذا التدفق خصوصا.

Read more...
 
ደምዳሚ መግለጺ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Wednesday, 27 August 2014 12:26

ጅግና ህዝብና

ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ፡ ህዝቢ ኤርትራ ቅልጡፍ ምቕይያራት ኣብ ዘሕልፈሉ ዘሎ ህሞት፡ ንኣህጉራዊ /ሰብ ብሓፈሻ ንሃገራት ኤውሮጳ ድማ ብፍላይ ሻቕሎትን ተጽዕኖታት ዝፈጥርን፡ ኣብ መላእ ክፍልታት /ሰብና ዕድመ ዘይፈሊ ዋሕዚ ስደት ብብዝሒ ኣብ ዝረኣየሉን እዋን ተሰላሲሉ።

 

Read more...
 
مفوضية اللاجئين تؤكد غرق 300 مهاجر غير شرعى PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Wednesday, 27 August 2014 12:12

وكالات: أعلنت المتحدثة باسم المفوضية العليا لشئون اللاجئين التابعة للأمم المتحدة ميليسا فليمنج أن أكثر من 300 من المهاجرين غير الشرعيين الذين حاولوا الوصول الى السواحل الإيطالية عبر البحر المتوسط منطلقين من السواحل الليبية فقدوا أرواحهم خلال الأيام الأخيرة وبما يجعل من تلك الفترة الاكثر دموية هذا العام.

Read more...
 
ናይ ደገፍ መልእኽቲ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ኣብ መኽፈቲ 4ይ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዝቕረበ PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Friday, 15 August 2014 10:27

ዝኸበርካ ኣቦ መንበርን ኣባላት መሪሕነት ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ፡

ዝኸበርኩም ኣባላት ኣሰናዳኢት ሽማግለ  4ይ ህዝባዊ ኮንፈረንስ፡

Read more...
 
More Articles...
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 7 of 344

Audio - March 10, Afar Radio

Who's Online

We have 29 guests online

Videos