Home

Key Concepts

Custom Code (by JoomlaWorks)

Welcome to the Frontpage
ደምዳሚ መግለጺ ካልኣይ ኣኼባ ኣቦ መንበራት ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ኣስናዳእቲ ሓድነታዊ ጉባኤ PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Friday, 27 June 2014 09:58

ብመሰረት ናይ 7 ለካቲት 2014 መድረኽ ምምኽኻር ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ሓደ ዝሰመረ ናይ ፖለቲካዊ ሓይልታት ጽላል ንምቛም ብዝተበጽሐ ስምምዕ መሰረት ኣቦ መንበራት ንምስንዳእ ሓድነታዊ ጉባኤ ሓላፍነት ከም ዝወሰዱ ዝዝከር ኢዩ።

Read more...
 
البيان الختامي للإجتماع التحضيري الثاني لرؤساء التنظيمات السياسية الإرترية PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Friday, 27 June 2014 09:52

يذكر أن الإجتماع التشاوري لتنظيمات السياسية الإرترية توصل في 7 فبراير 2014م إلى تفويض رؤساء التنظيمات للتحضير لعقد المؤتمر التوحيدي للتنظيمات السياسية.

Read more...
 
ውድቀት ጨፍላቒ መንግስቲ ህግደፍ ንምቅልጣፍ፡ ካብ መሰረታዊ ዕላማታትና ዘውጹእና ነገራት ምልላይን ምእላይን ከም ዘድሊ ተገሊጹ። PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Monday, 16 June 2014 14:34

ንሃገራዊ ፖለቲካዊ ጉዳይና ዝገጥሞ ዘሎ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ጸጥታውን ዲፕሎማስያውን ጸገማት ብምጽናዕ፡ ውድቀት ጨፍላቒ መንግስቲ ህግደፍ ንምቅልጣፍ ኣብ እንገብሮ ቃልሲ፡ ካብ መሰረታዊ ዕላማና ዘርሕቑና ነገራት ኣዳቒቕና ምልላይን ምእላይን ከምዘድሊ ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን ገሊጹ።

Read more...
 
جمعية الإغاثة والتنمية الإرترية تواصل تقديم المساعدات العينية للطلاب الإرتريين بمنطقة قينتو- كيونين PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Monday, 16 June 2014 14:28

الجدير بالذكر أن حوالي 150 طالبا وطالبة إرترية من أبناء منطقة قينتو- كيونين يدرسون منذ ثلاث سنوات بمدرسة (معبل) الإثيوبية، وذلك بعد أن حرموا من مواصلة تعليمهم بمنطقتهم .

Last Updated ( Monday, 16 June 2014 14:32 )
Read more...
 
ዲያስፖራ ኣጀማምራኡ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ምዕባሌታቱ ኣብ ኤርትራን ኣተሓሕዝኡ ብስርዓት ህግደፍን ብብርሃነ ተዓገስ። PDF Print E-mail
Written by Administrator   
Monday, 16 June 2014 14:26

ኣብ ኣፍሪቃ ጉልበታዊ ዕዮ ከበሃል እንከሎ ሓይሎ ትርጉም ዘለዎ ረቛሒ’ዩ። ኣፍሪቃዊ ጉልበት ከኣ ኣብ ብዙሓት ክፍለ ዓለማት ፍትዩ ክሳብ ዝጸልእ ተመዝሚዙ’ዩ። ኣብ ኤውሮጳ ሰሜንን ደቡብን ኣመሪካ ኣብ ማእከላይ ኣመሪካ ወይ ካሪቪያን።

Read more...
 
More Articles...
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 9 of 344

Audio - March 10, Afar Radio

Who's Online

We have 23 guests online

Videos