Home Tigrigna ዜና አኼባ ሓባራዊ ወታሃደራዊ መሪሕነት

Main Menu

Warning: Parameter 1 to modMainMenuHelper::buildXML() expected to be a reference, value given in /usr/local/4admin/apache/vhosts/mekellecity.com/httpdocs/erit/libraries/joomla/cache/handler/callback.php on line 99

Key Concepts

ዜና አኼባ ሓባራዊ ወታሃደራዊ መሪሕነት
Monday, 06 February 2012 11:36
አብ መዛዘሚ ወርሒ ጥሪ 2012. ሓባራዊ ወታሃደራዊ መሪሕነት አኼባ አካይዱ ንኤርትራ አንጸላሊይዋ ዝርከብ ህልዉ ጸጥታውን ወታሃደራዊን አልዒሉ ድሕሪ ምዝታይ ህዝብና ዝወርዶ ዘሎ ጭቖናን ገበንን ብዑቱብ ሪኡ፡

ውጽኢታዊን ሃናጽን ብዝኾነ መንገዲ ድሕሪ ምክታዕ ሓባራዊ ወታሃደራዊ መሪሕነት ንናይ ሓባር ወታሃደራዊ ስራሓት ከከም ኩነታቱ ከዕዝዞ ከሐይሎን ወሲኑ፡ አብ ኩሉ ግንባራት ዝርከቡ ተቓለስቲ አባላት ንዘርእይዎ ዘሎዉ ጽንዓትን ተወፋይነትን ድማ ንኢዱ፡ ህዝቢ ኤርትራ  እቲ ብሃብቲ ሃገርን ህዝብን ዘበሳብስ ዘሎ ዲክታቶርያዊ ስርዓት አንጻሩ ክለዓሉ ሓባራዊ ወታሃደራዊ መሪሕነት ጸዊዑ፡፡ አብ መዛዘሚ ጹሉእ ስርዓት ንምውጋድ ወታሃደራዊ መሪሕነት ንሰራዊት ኤርትራ አብ ጎኒ ድልየታት ህዝቢ ኤርትራ ክውግን ጻዊዒቱ አቕሪቡ፡፡

 ወታሃደራዊ ሓባራዊ መሪሕነት
31 ጥሪ 2012 ..