ህዝብና ኣብ ገዛእ ሃገሩ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ ኣደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ስደትን ብምዃን ብዘሰንብድ ጭካኔ ዝመልኦ ኣዚዩ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ኣሕዋትናን ኣሓትናን