Home Tigrigna

Key Concepts

Tigrigna News


አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ ..!! ዘተ ምስ ክቡር ሓው ጋዜጠኛ መሓሪ ኣብራሃም ኣባል ሰክረታርያ ሃገራዊ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ
Wednesday, 01 September 2010 09:22

ብምቅጻል ከምቲ ልሙድ ንዓርቢ 3 መስከረም (September), 2010  ክቡር ሓው ጋዜጠኛ መሓሪ አብራሃም፡ ጋሻ ናይ “Eritrean room for united and strong opposition“ ኮይኑ ከሚሲ፡ አብ (Paltalk)፡ ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና።

 
ካብ ስዑዲያ ዝተባረሩ ኤርትራውያን ኣብ ክልተ እብረ ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዮም፡
Monday, 30 August 2010 07:58
ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ሂወቶም ንምድሓን፡ ርእሶም ክኽእሉን ቤተ-ሰቦም ክሕግዙን መታን ብባሕሪ ኣቋሪጾም ናብ ስዑዲያ ካብ ዝተሰደዱ መንእሰያት ኤርትራውያን፡ መንግስቲ ስዑዲያ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ስለዘይነበሮም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዳጕንዎም ናብ ኤርትራ ከባርሮም ካብ ዝኣሰሮም ኤርትራውያን፡ ኣብ ክልተ እብረ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብሰላም ኣቲዮም።
Read more...
 
ቅሉዕ ደብዳበ:-
Friday, 27 August 2010 08:22

ዝኸበርኩም ደገፍቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝዀንኩም ኤርትራዊ ኣሕዋትን ኣሓትን፣
ዝኸበርኩም ተጋባእቲ ሃገራዊ ዋዕላ፣
ዝኸበርኩም ኣባላት ኮምሽን፣
እንቋዕ ሓጎሰኩም እንቋዕ ከአ ንዕዉት ዕላማዊ ሓድነት ኣብቃዓና!

Read more...
 
ደምዳሚ መግለጺ: ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት
Thursday, 26 August 2010 09:41

ኣብ ኤርትራዊ ዓውደ ፖለቲካ ኣገደስቲ ምዕባለታት ኣብ ዝተኽሰተሉን፡ ብሰንኪ ጨቋኒ ፖሊሲን ተግባርን ገዛኢ ስርዓት ኣብ ፖለቲካውን ጸጥታውን መነባብሮኣ’ውን ኩነታት፡ ስቅያት ህዝቢና ኣብ ዝዛይደሉን ዘሎ ወቅቲ፡ ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ 26-28 ሓምለን 17-18 ነሓሰን 2010 ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣሰላስሉ።

 
መጸዋዕታ ንኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ሽወደን ዝነብር
Thursday, 26 August 2010 06:47
ከምዝፍለጥ ኣብ ሃገርና ኣትያቶ ካብ ዘላ ኩሉ መዳያዊ ወጥሪ ንምዉጻእን ዲክታቶርያዊ ኣገዛዝኣ ህግደፍ ብደሞክራሲያዊ ስርዓት ንምቕያሩን ኣብ ዝምልከት ሃገራዊ ጉዳይ ዝተጋብኤ ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 9 ነሓሰ 2010 ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ከምዝተቓንዐ ዝዝከር እዩ፡፡
Read more...
 
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 1 of 161