|
|
ደምዳሚ መግለጺ ሓሙሻይ ጠቅላላ ጉባኤ እሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራ ንፍትሕን ልምዓትን |
|
ኦ ጅግና ተቓላሳይ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ፡ እስላማዊ ሰልፊ ኤርትራ ንፍትሕን ልምዓትን (ምልካዊ ስርዓት ብምውዳቕ ሓድነት ተባዕ ህዝብና ንምዕቃብን መጻኢ መንእሰይ ወለዶና ንምውሓስን ንረባረብ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዓለም ዝተወከሉ ኣባላት እቲ ሰልፊ ብምስታፍ ሓምሻይ ጠቅላላ ጉባኤኡ ካብ ምልክነት ንምንጋፍ ኣብ ዕዮታት እቲ ሰልፊ ኣወንታዊ ምዕባሌታት ንምምዝጋብን ዝተፈላለዩ ፖለቲካውን ስቪካውን ኣካላት ደንበ ተቓውሞን ኤርትራ ዘመዝግብዎ ዲሞክራስያዊ መኽሰባት ንምዕቃብን ኣብ ዝተፈላለየ ከባብታት ይለዓዓል ንዘሎ ምንቅስቓሳት መንእሰያት ኤርትራ ዓቢ ደገፍ ንምሃብን ዝዓለመ ኮይኑ ብክብ ዝበለ ሃገራዊ ሓላፍነትን ልዑል ገድላዊ ወንን ተኻይዱ። |
|
Read more...
|
|
|
ቅልውላው ስርዓት ኣስመራ ብዝምልከት ሓጺር መግለጺ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤሃባደለ |
|
ሰሙናት ዝወሰደ ናይ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍ ዘይምጥዕዓም ካብ ዕለት 19 ጥሪ ጀሚሩ እቲ ቅልውላው ናብ ዝለዓለ ጥርዙ በጺሑ ምህላዉ ንከታተሎ ዘለና ሓቂ እዩ። ብመሰረቱ እዚ ትማሊ ዝጀመረ ቅልውላው ዘይኮነስ ዕምሪ ስርዓት ህግደፍ ከም ጥሙር ሓይሊ ኣዝዩ እናኣንቆልቆለ ናይ ምኻዱ ጎሊሑ ዝተራእየሉ ኩነታት እዩ። |
|
Read more...
|
|
ደምዳሚ መግለጺ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት |
|
ድሕሪ ዕዉት ሓድነታዊ ጉባኤ ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣሰላሲሉ። ኣብቲ ካብ 10-12 ጥሪ 2013 ዝተሰላሰለ ዕዉት ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት 13 ዝኣባላታ ፈጻሚ ኣካል፡ ካብኣቶም ከኣ ሓሙሽተ ኣባላት ዝሓቆፈ መዓልታዊ ንጥፈታት ውድብ ዝከታተልን ኣገዳሲ ህጹጽ ኩነታት ዝውስንን ቀዋሚ ሽማግለ መዚዙ ኣሎ። |
|
Read more...
|
|
|
ጽማቕ ደምዳሚ መግለጺ ሓሙሻይ ጠቅላላ ጉባኤ እሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራ ንፍትሕን ልምዓትን |
|
እስላማዊ ሰልፊ ኤርትራ ንፍትሕን ንልምዓትን (ምልካዊ ስርዓት ብምውዳቕ ሓድነት ተባዕ ህዝብና ንምዕቃብን መጻኢ መንእሰይ ወለዶና ንምውሓስን ንምርግጋጽን ንረባረብ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ሓምሻይ ጠቅላላ ጉባኤኡ ኣካይዱ። |
|
Last Updated ( Wednesday, 23 January 2013 13:19 )
|
|
Read more...
|
|
ደምዳሚ መገለጺ መበል 11 ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ኣካል ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ |
|
ፈጻሚ ኣካል ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ/ደግሓ.ኤ/ ካብ 16 - 19 ጥሪ 2013 ኣብ ዘሎ ግዜያት መበል 11 ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሳላሲሉ። ፈጻሚ ኣካል ኣብ’ዚ ኣኼብኡ’ዚ ንህልዊ ዓለማውን ከባቢያውን ሃገራውን ውድባውን ኩነታት ብዕምቆት ገምጊሙ ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን። |
|
Last Updated ( Monday, 21 January 2013 12:05 )
|
|
Read more...
|
|
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>
|
|
Page 6 of 316 |