መግለጺ ፈጻሚት ሽማግለ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ (ስትራተጂ ዓዲ) Print
Written by Administrator   
Wednesday, 08 March 2017 13:34
ኣብ ዕለት 12-9-2016 ወጺኡ ዝነበረ መግለጺ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ (ስትራተጂ ዓዲ):: ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ (ስትራተጂ ዓዲ) ንኣባላቱ ይኹን ንሰልፉ ድሕር ከይበለ ከም ዝከላኸል ንደለይቲ ፍትሒ የፍልጥ። ብመንገዲ ፓልቶክ ኣብ ልዕሊ ብጻይና ሃይለ ተኪኤ ወሪዶም ዘለዉ ክስታት ከበድቲ ኢዮም። ከምኡ ስለዝኾነ፡ ምንጭታት ናይቶም ክስታትን፡ ነቶም ተሰንዚሮም ዘለዉ ክስታትን ከጽንዕ ሰልፍና ሓላፍነት ኣለዎ።
Last Updated ( Wednesday, 08 March 2017 15:05 )