ብምኽንያት 8 መጋቢት ዓለም-ለኻዊት መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡ Print
Written by Administrator   
Wednesday, 08 March 2017 14:58
8 መጋቢት ክብርቲ  ዓለም-ለኻዊት መዓልቲ ደቂ-ኣነስትዮ እያ። እዛ ዕለት እዚኣ ሸቃሎ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ መድረኽ ኢንዱስትርላያዊ ምዕባለ ኣብ ኤውሮጳን ኣሜሪካን ዝበጸሐን ዝነበረ ፖለቲካዊ ጭቆናን፡ ቁጠባዊ ምዝመዛን፡ ማሕበራውን ፖለቲካውን ህይወተን ተናጊዑ፡ ንደርባዊ ሓርነተንን ጾታዊ ማዕርነተንን ክብላ ናይ ዝገበረኦ ተጋድሎን ዘረጋገጸኦ ዓወትን ወጽኢት ጽዕቕቲ መግለጺት እያ።
Last Updated ( Wednesday, 08 March 2017 15:01 )